ኣካዳሚ ኣመራርሓ መለስ ዜናዊ ሰልጠንቲ ኣመሪቑ

መቐለ፣ 1 ዻጉሜን 2011 (ጋዜጣ ወይን) * ኣካዳሚ ኣመራርሓ መለስ ዜናዊ ክልል ትግራይ፣ ብብርኪ ጀማሪ ኣመራርሓ ኧሰልጠኖም 424 ደቂ ኣንስትዮ ዝርከብኦም 1196 ሰልጠንቲ ትማሊ 30 ነሓሰ 2011 ዓ/ም ኣብ ኣዳራሽ ሓወልቲ ሰማእታት ኣመሪቑ። ናይ ሎሚ ሰልጠና ኣብ ፍልጠት ሰልጠንቲ ስፍሕ ዝበለ ክፍተት ከምዘሎ ርዱእ ተገይሩ ዝተዳለየ ብምዃኑ ነቱ ክፍተት ዝመልእ ስልጠና ከም ዝተዋህበ ዋና ዳይሬክዯር እቱ ኣካዳሚ ኣይተ ጎበዛይ ወልደአረጋይ ገሊፆም።

http://aigaforum.com/news2019/meles-academy-youth-graduates-090519.pdf

Author: admin

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *