ሜጄር ጀነራል ኣበበ ተ/ሃይማኖት፡ “ኣብ እዋን ፀልማት ብርሃን ዝርእዩ መራሕቲ የድልዩና”

ሜጄር ጀነራል ኣበበ ተኽለሃይማኖት “ፖለቲካ ኢትዮጵያ ካበይ ናበይ? ደወል መጠንቀቕታ ድሕንነት” ዝብል ኣርእስቲ ዘለዎ መጽሓፍ ኣመሪቖም።

“ሓደ ህዝቢ ከም ህዝቢ ሓበራዊ መንነት ኣለዎ። ኣብ ውሽጡ ድማ ዝተፈላለየ መንነት ይህልዎ። ሓደ ዓይነት ዝበሃል ህዝቢ የለን” 

ብኻልእ ገፅ ብዛዕባ ኢትዮጵያን ብሄርን ምቕዳም ኣመልኪቱ ኣብ ዝትንትን ክፋል መጽሓፎም፡ “ኢትዮጵያ ትቐድም ዶስ ብሄር ይቐድም ነንባዕሉ ዝቃረን ይመስል ግን፤ ንኣብነት፥ ኢትዮጵያ ትቐድምን ትግራይ ትቐድምን ምባል ነንባዕሉ ኣይላተምን። ምኽንያቱ ትግራይ ትቐድም ከይበልካ ኢትዮጵያ ትቐድም ምባል ኣይከኣልን” ይብል።

https://www.bbc.com/tigrinya/50914704

Author: admin

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *