ህዝቢ ትግራይ ብፀገማት ከይተሰኮነ ዘይሃስስ ታሪኽ….

መቐለ 13 ሕዳር 2012 ዓ.ም(ድምፂ ወያነ) ህዝቢ ትግራይ ብፀገማት ከይተሰኮነ ዘይሃስስ ታሪኽ ብደሙ ፅሒፉ እዩ-ቢሮ ር/ህ/መንግስትን

ህዝቢ ትግራይ ኣብ ጉዕዞ ቃልሲ45 ዓመታት ብዘጋጥሙ ፀገማት ከይተሰኮነን፤ ብብድሆታት ከይተንበርከኸን፣ ፈታውን ፀላእን ዝፈልጦ ዘይሃስስ ዘልኣለማዊ ታሪክ ብደሙ ፅሒፉ እዩ ኢሉ መግለፂ ቅዋም ብሃራዊ ክልላዊ መንግስቲ ክልል ትግራይ http://www.dmtsiweyane.com/ti/node/19514

Author: admin

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *